ዓለም ዘሰንበደ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘተኣናገደት ፉኩሺማ እንትትዝከር

መግለጺ ቪድዮ, ዝኽሪ ናይቲ ዓለም ዘሰንበደ ምንቅጥቃጥ መሬት ፉኩሺማ

ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ዓለም ምሉእ ዘሰንበደ ምንቅጥቃጥ መሬት ዘተኣናገደት ጃፓናዊት ከተማ ፉኩሺማ ልዕሊ 15 ሽሕ ዜጋታታ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ስኢና። መንግስቲ እታ ሃገር እቲ ከባቢ ንምሕዋይ ኢሉ ምዕባሌታት’ኳ ይገብር እንተሎ ናብ መረበቶም ክምለሱ ዘይደልዩ ተመዛበልቲ ኣለዉ።