ኣብ ግዜ ንእስነታ ብዙሕ ጸገማት ሓሊፋ ደቂ ኣንስትዮ ከይጽገማ እትሕግዝ ሳኪራ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ግዜ ንእስነታ ብዙሕ ጸገማት ሓሊፋ ደቂ ኣንስትዮ ከይጽገማ እትሕግዝ ሳኪራ

ስረ ኣሕጺራ ስፖርት ስለዝተጻወተት ኣቦኣ ኮርዩ ክልተ ዓመት ከዛርባ ፍቓደኛ ከምዘይነበረ እትዝክር ህንዳዊት ሳኪራ፡ ብምትብባዕ ኣዲኣን እኖሓጎኣን ግን: ኣብዚ ሕጂ እዋን ብስፖርት: እቲ ኣብ ሃገራ ዝተኸበረ ሽልማት ከምዝረኸበት ገሊጻ።