"ሕብንቲ ጸላም ጓል ኣንስተይቲ ኮይነ'የ ዓብየ" ካማላ ሃሪስ

መግለጺ ቪድዮ, "ሕብንቲ ጸላም ጓል ኣነስተይቲ ኮይነ'የ ዓብየ" ካማላ ሃሪስ

ናይ ትውልዲ ሓረጋ ካብ ህንድን ጃማይካን ዝምዘዝ ሓዳሽ ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ካማላ ሃሪስ፡ ቅድሚ ናብ ውድድር ፕረዚደንት ኣመሪካ ምእታዋ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርንያ ዓቃቢት ሕጊ ኮይና ኣገልጊላ'ያ።