ኣብ ታይላንድ ኣብ ጽርግያ ብዘዋሪ ሞተርሳይክል ተሃሪማ ዝወደቐት ንእሽቶ ሓርማዝ ረድኤት ተገይሩላ ካብ ሞት ኣምሊጣ። እታ ውላድ ሓርማዝ ድሓረ ምስ ኣዲኣ ተጸንቢራ'ያ።