“ደቀይ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ይሞታ ኣለዋ” ግዳይ ስደት

መግለጺ ቪድዮ, "ኣሕዋትና ፎቖዶ ሽንጥሮ ይወልዳ ኣለዋ"

ብሰንኪ እቲ ኣብ መንጎ ሓይልታት ፌደራልን ትግራይን ዝተወልዐ ጎንጺ ዛጊድ ኣስታት 15 ሽሕ ሰባት ካብ ምዕራብ ትግራይ ናብ ሱዳን ከምዝተሰደዱ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት የመልክት።