“መገዛእ ሰብነትና መንግስቲ እንታይ ገደሶ” ደቂ ኣንስትዮ ፖላንድ

መግለጺ ቪድዮ, “መገዛእ ሰብነትና መንግስቲ እንታይ ገደሶ” ደቂ ኣንስትዮ ፖላንድ

ደቂ ኣንስትዮ ፖላንድ፡ መንግስቲ እታ ሃገር ካብ ዝተዓመጸትን ካብ ናይ ቀረባ ስድርኣ ዝጠነሰትን ሓዊሱ ጥዕናዊ ኩነታት እታ ኣደ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ጥራይ እንተኾይኑ ጥንሲ ምንጻል ይከኣል ካብኡ ሓሊፉ ግን ፍጹም ክልኩል እዩ ስለዝበለ ኣብ ኣደባባይ ንተቓውሞ ወጺኤን ኣለዋ።