ሕልሙ ጋህዲ ንምግባር ስንክልንኡ ዘይዓንቀፎ ኢትዮጵያዊ ስፖርተኛ

መግለጺ ቪድዮ, ስንክልና ካብ ታኤክዎንዶ ዘይዓገቶ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ

ኢትዮጵያዊ ከማል ቃሲም ድሕሪ ውድቀት ስርዓት ደርግ፡ ኣብ ሓንቲ ደው ዝበለት ታንኪ እናተጻወተ እንከሎ ሓንቲ እግሩ ተቐርቂራ ኣካላዊ መጉዳእቲ ገጢምዎ። ይኹን እምበር ስንክልንኡ ናይ ቁልዕነት ሕልሙ ጋህዲ ንምግባር ኣይኣገዶን።