ዛንታ ሓርበኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝጸሓፈት ደራሲት

መግለጺ ቪድዮ, ዛንታ ሓርበኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝጸሓፈት ደራሲት

ደራሲት መኣዛ መንግስቴ ዛንታ ሓርበኝነት ኣደ ዓባያ ብኣፈ ታሪክ ትሰምዕ ነይራ። ድሓር ግን ዛንታ ናይዘን ሓርበኛታት ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ኢላ ስለዝተበገሰት ሰኒዳቶ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እዋን ኵናት ካብ ኩሎም ተዋጋእቲ ሓይልታት ጾታዊ መጥቃዕቲ ይበጽሐን ከምዝነበረ ድማ ትገልጽ።