ኣባላት ማሕበር ኤችኣይቪ ፖዘቲቭ ደቀንስትዮ ትግራይ: 'ለበዳ ኮሮናቫይረስ ፅልዋ ኣሕዲሩልና'

መግለጺ ቪድዮ, ኣባላት ተስፋህይወት ማሕበር ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭ ደቀንስትዮ ትግራይ: ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተደረቢ ፅልዋ ከምዘሕደረለን ይገልፃ

ኣብ መቐለ: ብወለንታአን ዝተወደባ ተስፋህይወት ማሕበር ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭ ደቀንስትዮ ትግራይ: ለበዳ ኮሮናቫይረስ ተደረቢ ፅልዋ ከምዘሕደረለን ይገልፃ::