ትግራይ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ መረጻ ክተካይድ'ያ

መግለጺ ቪድዮ, ትግራይ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ስርዓተ መረጻ ክተካይድ'ያ

ኣብ ትግራይ ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ መረጻ ንምክያድ ዘኽእል ፈተነ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ'ሎ። እቲ ሜላ ካብ ምዝገባ ክሳብ መረፃ ኣገልግሎት ኢንተርነት ኣይሓትትን::