ኣላዪ ንዘይብለን ኣደታት ኣብ ገዛኣ ትሕብሕብ ግድስቲ
ወ/ሮ ኣስቴር ገብረታትዮስ፡ ኣብ መቐለ ዝናቢ ዘይብለን ኣረጋውያን ኣደታት ኣብ ገዝኣ መንበሪ ክፍሊ ፈልያ ትናብየን ኣላ። እንተኾነ ግን ንሳ ንብሕታ ስለዘይትኽእሎ ግዱሳት ሰባት ክሕግዙዋ ትጽውዕ።