ጸሊም ኣመሪካዊ ጆርጅ ፍሎይድ ብፖሊስ ክሳዱ ተረጊጹ ምስ ሞተ፡ ብድርጊት ፖሊስ እታ ሃገር ዝተቖጥዑ ዜጋታት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነበሩ ሓወልትታት የዕንውዎም ኣለዉ።