ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ ዘስዓቦ ተቓውሞ ኣመሪካውያን

መግለጺ ቪድዮ, ቅትለት ጆርጅ ፍሎይድ ዘስዓቦ ተቓውሞ ኣመሪካውያን

ኣብ ኣመሪካ ሓደ ጸዓዳ ፖሊስ፡ ንጆርጅ ፍሎይድ ዝተብሃለ ጸሊም ኣመሪካዊ ኣብ ክሳዱ ረጊጹ ዘርኢ ቪድዮ ብማሕበራዊ መራኸብታት ምስ ተቓልሐ፡ ኣብ ኣመሪካ ብዙሕ ተቓውሞ ኣጋጢሙ ኣሎ።