ጻዕዳ ሽጉርቲ ምብላዕን ማይ ብብዝሒ ምስታይን ካብ መልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ይከላኸለልና ድዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ጻዕዳ ሽጉርቲ ምብላዕን ማይ ብብዝሒ ምስታይን ካብ መልከፍቲ ኮሮናቫይረስ ይከላኸለልና ድዩ?

ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንዓለምና ኣሻቓሊ ኮይኑ ኣብ ዝርከበሉ ኣብዚ እዋን፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተፈላለየ ነቲ ሕማም ንምክልኻል ይጠቅም እዩ ዝብል ሓበሬታታት ብብዝሒ ይዝርጋሕ ኣሎ።

እዚ ሓበሬታታት ክሳብ ክንደይ እዩ ብዓውዲ ሕክምና ተቐባልነት ዘለዎ?