ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ እንታይ ኢና እንፈልጥ?

መግለጺ ቪድዮ, ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ እንታይ ኢና እንፈልጥ?

ኮሮናቫይረስ ፈለማ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ብነጥብጣብ ዓኽታ ከምዝመሓላለፍ ይግለጽ። እቲ ቫይረስ ሓንሳብ ኣብ ዋህዮታት ደቂሰባት ምስኣተወ ኣብ ሓጺር እዋን ካብ 10 ክሳብ 100 ሽሕ ቫይረሳት ናይ ምብዛሕ ተኽእሎ ኣለዎ።