ካብ ተዅሲ ሃዲሞም ተዅሲ ዝተጸበዮም ስደተኛታት

መግለጺ ቪድዮ, ግሪክ፡ ካብ ዓዶም ዝገደደ ረመጽ ዝኾነቶም ስደተኛታት ሶርያ

ብሰንኪ ኣብ ሶርያ ዘጋጠመ ሓድሕዳዊ ኵናት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት፡ ብቱርኪ ኣቢሎም ናብ ግሪክ ብምእታው ናብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ክሰግሩ ይፍትኑ።

እንተኾነ ግን እቶም ስደተኛታት ናብ ግሪክ ክኣትዉ እንትብሉ ብዝተቖጥዑ ግሪካውያን ይጋፍዑ ኣለዉ።