ሸሊል፡ ደቂ ኣንስትዮ ትግረ ንሓዳር ዝሕረያሉ ጸወታ

መግለጺ ቪድዮ, ሸሊል፡ደቂ ኣንስትዮ ትግረ ንሓዳር ዝሕረያሉ ጸወታ

ሸሊል ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ኤርትራ ዝጽወት ትልሂት እዩ። ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ትግረ ጸጉረን ዝቐልዕኦ ሰሊል ኣብ ዝጻወታሉ እዋን ስለዝኾነ ተባዕትዮ ሽዕኡ ንሓዳር ዝደልይዋ ጓል ኣነስተይቲ ዝመርጽሉ ኣጋጣሚ እዩ።