"ብቢትኮይን ሓደ ሚልዮን ዶላር ረኺበ"

መግለጺ ቪድዮ, "ብቢትኮይን ሓደ ሚልዮን ዶላር ረኺበ"

ሃና ተክሌ ኣብ ስራሕቲ ቢትኮይን ተዋፊራ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ሓደ ሚልዮን ዶላር ረኺባ።