ዘይከኣል ነገር ከምዘየሎ ዘመስከረት ሓበን ግርማ

መግለጺ ቪድዮ, ዘይከኣል ነገር ከምዘየሎ ዘመስከረት ሓበን ግርማ

ካብ ኢትዮጵያዊ ኣቦን ኤርትራዊት ኣደን ዝተወለደት ሓበን ግርማ፡ ምርኣይ ኮነ ምስማዕ ኣይትኽእልን። እንተኾነ ግን ካብ ምስራሕ ዝእግዳ ነገር የለን።

ሓበን ዝብል ናይ ገዛእ ርእሳ ህይወት ታሪኽ ዘዘንቱ መጽሓፍ እውን ኣለዋ።