ሰባት ጾታዊ ርክብ ቃሕ እንትብሎም ካብቲ ናይ ካሊእ እዋን ግዚያቶም ንላዕሊ ሓስዉ ሓስዉ ከምዝመጽኦም ሓደ ኣብ ሕብረተሰባዊ ስነ ልቦና ኣድሂቡ ዝሰርሕ ትካል ኣፍሊጡ።