ኩዌት፡ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብኢንተርኔት ዝሻየጡላ ሃገር

መግለጺ ቪድዮ, ኩዌት፡ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብኢንተርኔት ዝሻየጡላ ሃገር

ኣብ ኩዌት ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ብዝተፈላለዩ ኣፕሊኬሽናት ልክዕ ከም ኣቕሓ ይሽየጣ ከምዘለዋ ቢቢሲ ዓረብኛ ዘካየዶ መርመራዊ ጸብጻብ የረድእ።