'ኣድሃ ንበር' እትብል ደርፊ ድምጻዊት ሄለን መለስ ንመን እያ ተደሪፋ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣድሃ ንበር ዝብል ደርፊ ድምፃዊት ሄለን መለስ ንመን እዩ ተደሪፉ?

ካብ 1979 ጀሚሩ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ዝነጥፍ ገዲም ተጋዳላይ ሰለሞን ድራር ልዕሊ 180 ግጥምታት ደርፊ ዝጸሓፈ ደራስን ስነጥበባውን'ዩ።