ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ኤርትራ
ካብ ኣስመራ ናብ ባጽዕ ዝወስድ ጽርግያ ጸድፍን ጥውይዋይን ይበዝሖ። ካብዚ ብምብጋስ እምበኣር ኣብ ወሰናወሰን መገዲ ኣብ ከውሕን ጎቦን ዝተጽሓፉ ካብ ሓደጋ ትራፊክ ዘጠንቅቑ መልእኽትታት ኣለዉ።