'ንሕማም አእምሮ ሕክምና 'ምበር መስተ መፍትሒ ኣይኮነን'

መግለጺ ቪድዮ, ንሕማም አእምሮ ሕክምና እምበር መስተ መፍትሒ ኣይኮነን

ንሕማም አእምሮ ሕክምና 'ምበር መስተ መፍትሒ ኣይኮነን ይብል በዓል ሞያ ስነ-ኣእምሮ ዮውሃንስ ፈርዲናንድ።