መይላ-መፅናዕቲ
ፍጥነትካ ዝግበጥ: ናትካ ዕድመን ጾታን ምስቲ ኬንይዊ ጎያዪ ተነፃፂሩ : ብዕድመን ፆታን ሓደ ብማእከላይ ፍጥነት ጎያዪ መራቶን እዩ ዝግመት. እቲ መረዳእታ ዝተረኸበ ካብ ውፅኢት: ኣብ ኣመሪካ ኣብ 2010 ዝተኻየዱ ልዕሊ 21 ሺሕ ውድድራት እዩ ፍጥነት መቑፀሪ ኣብ 2010 ናይ ሓደ ጎያዪ ሙሉእ መራቶን ርሕቐት (26.2 ማይል) ብማእከላይ ውፅኢት 10:00 ኣብ ሓደ ማይል እዩ:: ካብዞም 21 ሺሕ ተወዳደርቲ እቲ ዝፈጠነ ሰዓት 5:14 ኣብ ሓደ ማይል እዩ እቲ ዝደንጎየ ዝተብሃለ ድማ ሓደ ማይል ንምውዳእ 18:00 ስዓታት ዝወሰደሉ እዩ እቲ ናትካ መረዳእታ ምስ ብማእከላይ ፍጥነት ኬንያዊ ጎያዪ ኢልዩድ ኪፕቾግ ኣነፃፂርና : ሓደ ጎያዪ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ከተማ ኣፍሪቃ ብክንደይ ዝኣክል ፍጥነት ክጎዪ ከምዝኽእል ንእምት:: ምእንተ እቲ ኣሰራርሓ ምዕሩይነት: ኩነታት ኣየር እተን ከተማታት ሓደ ዓይነት ከምዝኾነ ተገይሩ እዩ ዝውሰድ:: ብማእከላይ እቲ ፍጥነት ብመሰረት ዕድመኻን ጾታኻን እዩ ዝነፃፀር:: ነቲ ሶፍትዌር ዝሰርሑ: Purity Birir, Olawale Malomo, Design: Millicent Wachira, Animation: George Wafula, Interactive Journalist: Muthoni Muchiri