መሓዙት ካሾጊ ፍትሒ ይጠልቡ ኣለዉ

መግለጺ ቪድዮ, መሓዙት ካሾጊ ፍትሒ ይደልዩ ኣለዉ

ስዑዳዊ ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት እዩ ነይሩ ኣብ ኢስታንቡል ናብ ዝርከብ ቆንስላ ስዑድ ዓረብ ምስከደ ግፍዓዊ ብዝኾነ መንገዲ ዝተቐተለ። መን እዩ ቀታሊኡ ግን ዝፍለጥ ነገር የለን።