"ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኑ ይተኣለ" ተቓወምቲ

መግለጺ ቪድዮ, "ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኑ ይተኣለ" ተቓወምቲ
Published

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ነበር ተሬዛ መይ ስልጣን ዝተረከበ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን፡ ካብ ስልጣኑ ክእለ ተቓወምቲ ፖለቲካ እታ ሃገር ጻዊዒት ኣቕሪቦም።