ስነ ጥበባዊ ኣማኑኤል የማነ፡ ''ደርፊ ትግርኛ ሰለዝጸበቐ እዩ ዝንቀፍ ዘሎ''

መግለጺ ቪድዮ, ቃለ መሕተት ምስ ድምጻዊ ኣማኑኤል የማነ

ስነ ጥበባዊ ኣማኑኤል የማነ፡ ገና ወዲ 15 ዓመት እናሃለወ እዩ ኣብ ከተማ ውቕሮ ምስ ሙዚቃ ተላልዩ። ኣማኑኤል፡ ሕዚ ጽቡቕ ተቐባልነት ካብ ዘለዎም ፍቱዋት ሙዚቀኛታት ትግርኛ ሓደ እዩ።

ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕተት ''ደርፊ ትግርኛ ሰለዝጸበቐ እዩ ዝንቀፍ ዘሎ'' ይብል።