ሞያሌ፡ ህይወት ነብሰጾራትን ዕሸላትን እተድሕን ዘላ 'ጂፒኤስ'

መግለጺ ቪድዮ, ሞያሌ፡ ህይወት ኣዶታት እተድሕን ዘላ 'ጂፒኤስ'

ኣብ ኬንያ ከባቢ ሞያሌ እትርከብ ኪኢላ ሕክምና ላብራቶሪ ብ'ጂፒኤስ' ዝተሓገዘ ሕክምናዊ ረድኤት ብምሃብ ህይወት ብዙሓት ነብሰጹራትን ዕሸላትን ተድሕን ከመዘላ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበራ ጻኒሒት ገሊጻ።