ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ፡ ጽምብል ዓወት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ብስእሊ

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮና ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኾነትሉ መዓልቲ ዝነበረ ስምዒት ደገፍቲ ኣብ ከተማ መቐለ

ደገፍቲ እታ ጋንታ ነቲ መዓልቲ ዝተዳለ ካናቲራ ተኸዲኖም ሓጎሶም እናገለጹ
መግለጺ ስእሊ, ደገፍቲ እታ ጋንታ ነቲ መዓልቲ ዝተዳለ ካናቲራ ተኸዲኖም ሓጎሶም እናገለጹ
ኣብ ከተማ መቐለ ኣደባባይ ሮማናት ዝተኣኻኸቡ መናእሰይ ብደርፍን ጭፈራን ሓጎሶም ገሊጾም
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከተማ መቐለ ኣደባባይ ሮማናት ዝተኣኻኸቡ መናእሰይ ብደርፍን ጭፈራን ሓጎሶም ገሊጾም
ብዙሓት ደገፍቲ ናብ ዝረኸብወን ተሽከርከርቲ እናደየቡ ብዓወት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ዝተሰምዖም ታሕጓስ ይገልጹ ነይሮም
መግለጺ ስእሊ, ብዙሓት ደገፍቲ ናብ ዝረኸብወን ተሽከርከርቲ እናደየቡ ብዓወት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ዝተሰምዖም ታሕጓስ ይገልጹ ነይሮም
ኣብ ሞተር ብሽኪሊታታትን መኻይንን ኮይኖም ነቲ ዓወት የስተማቕሩ ዝነበሩ መናእሰይ ከተማ መቐለ-ኣደባባይ ሮማናት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሞተር ብሽኪሊታታትን መኻይንን ኮይኖም ነቲ ዓወት የስተማቕሩ ዝነበሩ መናእሰይ ከተማ መቐለ-ኣደባባይ ሮማናት
ኣብ ሞተር ብሽክሊታ ኮይኖም ስምዒት ሓጎሶም ዝገልጹ መናእሰይ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሞተር ብሽክሊታ ኮይኖም ስምዒት ሓጎሶም ዝገልጹ መናእሰይ ተምሳሌት ዋንጫ ሒዞም
ኣብ መኪና ደይቦም ስምዒቶም ዝገልጹ መናእሰይ ኣብ ከተማ መቐለ-ኣደባባይ ሮማናት
መግለጺ ስእሊ, ገጾም ሕብሪ ኣርማ ናይታ ጋንታ ዝተለኸዩ መናእሰይ ኣብ ልዕሊ መኪና ኮይኖም ስምዒት ሓጎሶም እናገለጹ፡ መቐለ-ኣደባባይ ሮማናት
ደገፍቲ ስምዒቶም ካብ ክቆጻጸርዎ ዝከኣሎም ንላዕሊ ነይሩ
መግለጺ ስእሊ, ደገፍቲ ስምዒቶም ካብ ክቆጻጸርዎ ዝከኣሎም ንላዕሊ ነይሩ