"ፍርቂ ሓይለይ ኤርትራውያን'ዮም"

መግለጺ ቪድዮ, "ፍርቂ ሓይለይ ኤርትራውያን'ዮም"

ድምጻዊ ኣብርሃም ገብረመድህን ኣብ ዓድዋ ተወሊዱ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትምህርቲ ኣታሕዛ ሕሳብ ተማሂሩ። ሓበነይን ማቻ ይስመዐኒ ኣሎን ብዝብላ ናይ ሙዚቃ ካሴታቱ ልዑል ናእዳ ረኺቡ'ዩ።