''ሞይቱ ኢሎም'ዮም ገዲፎሙኒ ከይዶም" ግዳይ ዕስለ

መግለጺ ቪድዮ, ''ሞይቱ ኢሎም'ዮም ገዲፎሙኒ ከይዶም" ዕስለ ግዳይ

ሃይለየሱስ ሙሉ ምስ ክልተ መሳርሕቱ ኣብ ጉዳይ መጠን ሕማም ሓሳኹ ከጽንዕ ናብ ጎጃም ኮለላ ኣብ ዘቕነዐሉ እዋን "ደቅና ክምርዙ'ዮም መጺኦም" ዝብል ግጉይ ሓበሬታ ዝበጽሖም ዕስለ ብእምኒ ቀጥቂጠምዎም። ክልቲኦም መሓዙቱ ሽዑ እንትሞቱ ሃይለየሱስ ግን ሕክምና ተገይርሉ ብህይወት ክተርፍ ክኢሉ ኣሎ።