እናጠፍአ ዝኸይድ ዘሎ ዘይቲ ዓሰራ

መግለጺ ቪድዮ, እናጠፍአ ዝኸይድ ዘሎ ዘይቲ ዓሰራ

ዘይቲ ዓሰራ ኣብ ከባቢ ምዕራብ ትግራይ ብፍላይ ሑመራን ሸራሮን ኣዝዩ ልሙድ መንገዲ መጽሞቒ ዘይቲ እዩ። ኣይተ ቴድሮስ ሕደሩ ኣብ ስራሕቲ ዓሰራ ዘይቲ ንኣስታት 21 ዓመታት ሰሪሑ።