ኣውርስ፡ ተፈታዊ ባህሊ ተምቤኖቶት

መግለጺ ቪድዮ, ኣውርስ፡ ተፈታዊ ባህሊ ተምቤኖቶት

ኣብ ትግራይ ህዝቢ ተምቤን ዓብይ ዓዲ፡ በብግዚኡ ዘጋጥምዎ ማሕበረ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጸገማት ንምፍታሕ ካብ ዝጥቀመሎም ሜላታት ሓደ፡ ኣውርስ እዩ። ንኣብነት ኣገልግሎት መብራህትን ህንጸት ጽርግያን ክረክብ ከምዘኽኣሎ ነበርታ ይዛረቡ።