"ፊልም ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ'ዩ ዘሎ"

መግለጺ ቪድዮ, "ፊልም ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ በጺሑ'ሎ"

ስነ ጥበበኛታት ኤርትራ ካብ ሃገሮም ወጻኢ ዝተፈላለዩ ፊልምታት ከፍርዩ ልሙድ እናኾነ ይመጽእ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ካምፓላ ኡጓንዳ ድማ በብግዚኡ ብዙሓት ፊልምታት ሰሪሖም ናብ ተመልከቲ ኣብጺሖም ኣለዉ። ፊልም ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ድማ ደራስን ኣላይን ፊልም መብራህቱ ግርማይ ይገልጽ።