ዓብላልነት ኤርትራ ዝተረኣየሉ ውድድር ብሽክለታ

መግለጺ ቪድዮ, ዓብላልነት ኤርትራ ዝተረኣየሉ ውድድር ብሽክለታ

ኣብ ካሜሮን ክካየድ ኣብ ዘቐነየ ብ ቱር ዲ 'ቱር ዲ ለስፕዋ' ዝፍለጥ ናይ ትሕቲ 23 ውድድር ብሽክለታ፡ ኤርትራ ተዓዊታ። ብናይ ግዜ ውድድር ያእቆብ ደበሳይ ቀዳማይ ኮይኑ ውድድሩ ዛዚሙ።

ኣብ ናይ ነጥቢ ውድድር ድማ ናትናኤል መብራህቶም ተዓዊቱ።