ካብ ጎደና ሓደርነት ናብ ወናኒ ዓብይ ቤት ብልዒ

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ጎደና ሓደርነት ናብ ወናኒ ዓብይ ቤት ብልዒ

ሙሉጌታ ተክኤ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ተወሊዱ ዓብዩ። ብሰንኪ ድኽነት፡ ካብ ገዝኡ ወጺኡ ኣብ ጎደና ን6 ዓመታት ክነብር ተገዲዱ። ሙሉጌታ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብታ ከተማ ወናኒ ዓብይ ቤት ብልዒ እዩ።