ኣኽሱም ትግራይ፡ ጥንታዊ ቤተ መንግስቲ ንግስተ ሳባ

መግለጺ ቪድዮ, ቤተ መንግስቲ ንግስተ ሰባ፡ ኣኽሱም

ንግስተ ሳባ፡ ማእኸላ ኣብ ኣኽሱም ገይራ ክሳብ የመን ግብጽን ሱዳንን ሶማልያን ትገዝእ ከምዝነበረት መዛግብቲ ታሪኽ የረድኡ። እዚ ቤተ መንግስቲ ብፈረንሳውያን ተመራመርቲ ኳዕቲ ዝተረኸበ ክኸውን እንከሎ ኣብ ውሽጡ መደቀሲ ክፍልታትን እታ ንግስቲ ትዳንየሉ ዝነበረ ክፍልን ዝሓዘ እዩ።