ብሩንዲ፡ ሕቡእ መሳቐይ

መግለጺ ቪድዮ, ብሩንዲ፡ ሕቡእ መሳቐይ

ኣባላት ጸጥታ ብሩንዲ ኣብ ሕቡእ ቦታታት ሰባት ዝቀትልሉን ዘሳቕይሉን ቦታታት ከምዘለዎም ኣባል ስለያ ብሩንዲ ዝነበረ ንቢቢሲ ኣፍሪካ ኣይ ሓቢሩ።