እንዳ ባላጋን፡ ብስደተኛታት ዝተቐየረ ቦታ እስራኤል

መግለጺ ቪድዮ, እንዳ ባላጋን፡ ብስደተኛታት ዝተቐየረ ቦታ እስራኤል

ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝርከብ እንዳ ባላጋን ዝበሃል ቦታ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዝድርበዩሉ ቦታ እዩ ነይሩ። ድሓር ግን ናብቲ ቦታ ብዝተደርበዩ ስደተኛታት እቲ ቦታ ካብ ናይ ኣመንዝራ ናብ ናይ ንግዲ ቦታ ተቐይሩ ኣሎ።