ኣብ መርዓ ወዳ ከይትርከብ ዝሓንገደት ኣደ!

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ መርዓ ወዳ ከይትርከብ ዝሓንገደት ኣዶ!

ጃፓናዊ ወዲ 35 ዓመት፡ ንዓሰርተ ዓመታት ምስ ዘፍቀራ ባምቡላ ኣሽሓት ዶላር ኮጭ ኣቢሉ ተመርዕይዋ ኣሎ። ብተግባሩ ዝሓዘነት ኣዶ ድማ ኣብ መርዓ ወደይ ትብተኸኒ ኢላ ኣቐቢጻ። ምስክር ወረቐት መርዓ ካብ መፍረይ ኩባንያ አንዳ ባምቡላ ረኺቡ ኣሎ።