እገዳ ላስቲኽ ንጥዑም ኣየር

መግለጺ ቪድዮ, እገዳ ላስቲኽ ንጥዑም ኣየር

ኬንያ ካብ ዓለም እቲ ዝጠበቐ ሕጊ እገዳ ላስቲኽ እተተግብር ሃገር እያ። ኣብ ምሻጥ ይትረፍ'ሲ ላስቲኽ ሒዝካ'ውን እንተተረኺብካ ናይ 4 ዓመታት ማእሰርቲ ይጽበየካ። ካባቢ ኣየር ካብ ብኽለት 100 ሚልዮን ለሳቲኽ ኣድሒና ኢና።