''ካብ ክፍለይ ካልኣይ ወጺኤ ኣይፈልጥን''

መግለጺ ቪድዮ, ''ካብ ክፍለይ ካልኣይ ወጺኤ ኣይፈልጥን''

ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን፡ ኣብ ከተማ መቐለ ብተመሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ተመስሪቱ። ሰኣን ናዉቲ ትምህርቲ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ንዝረሓቑ ጽጉማት ተመሃሮ ሓገዝ ይገብር።

ካብቶም ሓገዝ ዝግበረሎም ተመሃሮ መንጎ ፊልሞን በሪሁ ካብ ክፍሉ ቀዳማይ እምበር ካልኣይ ወጺኡ ኣይፈልጥን።