ፍቕሪ ካብ ክብሪ ዘብለጸት ልእልቲ!

መግለጺ ቪድዮ, ፍቕሪ ካብ ክብሪ ዘብለጸት ልእልቲ!

ጃፓናዊት ልእልቲ ኣያኮ፡ ካብ ንጉሳውያን ቤተሰብ ዝተወለደት ክንሳ፡ ካብ ንጉሳዊ ሽመት ፍቕሪ ይሕሸኒ ኢላ፡ ምስ ሓደ 'ተራ ሰብ' ተመርዕያ። ንመናበሪኣ ዝኸውን ሓደ ሚልዮን ዶላር ገንዘባዊ ሓገዝ ክወሃባ እዩ።