"ቅድሚ ፖለቲካዊ መኽሰብ፡ ምንባር እዩ ዝቕድም"

መግለጺ ቪድዮ, ''ትርጉም ዘይብሉ ሞት ኣይንመውትን''

ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርስቲታት ዝተመደቡ ተመሃሮ ተወለድቲ ትግራይ ንህይወቶም ስለዘስግኦም ናብ ዝተመደብሉ ዩኒቨርስቲ ክኸዱ ከምዘይደልዩ ብሰለማዊ ሰልፊ ኣቢሎም ገሊጾም። እቲ ሰልፊ ብቺቪክ ማሕበረሰብ ሰብ ሕድሪ እዩ ተጸዊዑ።