ቱርኪ ቅትለት ጀማል ካሾጊ ብጥብቂ ትከታተሎ ኣላ

መግለጺ ቪድዮ, ቱርኪ ቅትለት ጀማል ካሾጊ ብጥብቂ ትከታተሎ ኣላ

ስዑድ ዓረባዊ ጋዜጠኛ ጀማል ካሾጊ ቱርኪ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ስዑድ ዓረብ ተቐቲሉ ካብ ዝርከብ ንደሓር ውዑይ ርእሰ ጉዳይ መራኸብቲ ሓፋሻት ዓለም ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ።

መራኸቢ ሓፋሽ ቱርኪ ትእዛዝ ቅትለት ካሾጊ ካብ ወራሲ ዓራት መሓመድ ቢን ሳልማን ዝተበገሰ ምዃኑ የቃልሓ ኣለዋ።