ጩራ ባንድ ብሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣብ 2013 ኣቆጻጽራ ኣውሮፓውያን ኣብ ዓዲ እስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ተመስሪታ። ቢቢሲ ትግርኛ ምስ ኣባላት ጩራ ባንድ ወግዒ ገይራ ኣላ።