''ዳዊት ሽላን ፈቃር'ዩ'' በዓልቲ ቤቱ

መግለጺ ቪድዮ, ''ዳዊት ሽላን ፈቃር'ዩ'' በዓልቲ ቤቱ

ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ድሕሪ ናይ 20 ዓመታት ኣይሰላም ኣይኵናት፡ ዕርቀ ሰላም ምስ ኣውረዳ ድምጻዊ ዳዊት ሽላን ምስ ኢትዮጵያዊ ወላዲኡ ኣብ ዛላምበሳ ድሕሪ 19 ዓመታት ተራኺቡ። በዓልቲ ቤቱ ኣኽበረት በረኸት፡ ዳዊት ኣውራ ስነጥበባውያን ትግርኛ ከምዝኾነ ትገልጽ።