ጓል 14 ዓመት ናይጀርያዊት ዝመሃዘቶ ቴክኖሎጂ

መግለጺ ቪድዮ, ጓል 14 ዓመት ዝመሃዘቶ ቴክኖሎጂ

ጓል 14 ናይጀርያዊት ዝመሃዘቶ፡ ናእሽቱ ቆልዑት ከይጠፍኡ ንምሕላው ዝጠቅም ሓድሽ ቴክኖሎጂ።