ኣብ ኣፍሪቃ ብልጫ ዝረኸበ ናይ ዓሶ መፍትሒ፣ ብድሕሪ መጋረጃ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኣፍሪቃ ብልጫ ዝረኸበ ናይ ዓሶ መፍትሐ፣ ብድሕሪ መጋረጃ

መሃዝቲ ዩጋንዳ ደም ከይወሰዱ ናይ ዓሶ ምርመራ ከካይዱ ክኢሎም - እዚ ኣንጻር እቲ ቀታሊ ሕማም ዓቢ ለውጢ ከም ዘምጽአ’ዩ ዚሕሰብ። “ብመጀመርታ እዚ ፕሮጀክት’ዚ ብዋዛ’ዩ ተጀሚሩ - ተኣኪብና፡ ስምዒት ዚቕስቅስ ነገር ኣብ ምስራሕ ንውዕል ዝነበርና ኤዕሩኽ ኢና ነርና” ይብል እቲ 26 ዝዕድሚኡ ብራያን ጊታ።